African Community Health Institute (ACHI)

A non-profit organization serving immigrants and refugees



Home / January 2022

Daily Archives: January 4, 2022


ምክልኻል ኮሮና ቫይረስ

ኮሮና ቫይረስ ናብ ኣካላትና ከይኣቱ ምክልኻልን ምምርማርን መሰረታዊ እዩ። -ኢድ ምሕጻብ ደጋጊምናን ብግቡእን ብሳምናን ማይን ኣእዳውና ክንሕጸብን ብግዝባእ ከነንቅጾን ኣለና። ኣእዳውና ዝተንከዮ ብዙሕ ነገር እንተዘየሎ፡